እግረ ጽሑፍ
c እቲ ማይ ኣይሂ፡ ንኣሰር ገነት ኤድን ኣጥፊእዎ እዩ። “ኣእዋም ኤድን” ኣብ ሻውዓይ ዘመን ቅ.ክ. ድሮ ጠፊኡ ኸም ዝነበረ፡ ህዝቅኤል 31:18 ትሕብር እያ። ስለዚ፡ እቶም ብድሕርዚ ንገነት ኤድን ኪረኽቡ ዝጸዓሩ ሰባት፡ ንኸንቱ እዮም ደኺሞም።