እግረ ጽሑፍ a ብመሰረት ሕጊ ሙሴ፡ እታ ሰበይቲ ዘይንጽህቲ እያ ነይራ፣ ስለዚ፡ ዝዀነ ይኹን ንሳ ዝተንከየቶ ሰብ፡ ርኹስ እዩ ዚኸውን ነይሩ።—ዘሌዋውያን 15:19, 25።