እግረ ጽሑፍ
a ሓድሓደ ግዜ፡ ነገዳት እስራኤል ንሓድሕዶም ይዋግኡ ነይሮም እዮም። እዚ ውሽጣዊ ውግኣት ግና ንየሆዋ ባህ ኣየብሎን እዩ ነይሩ። (1 ነገ. 12:24) ሓሓሊፉ ግና፡ ገሊኦም ነገዳት ካብኡ ብምዕላዎም ወይ ከቢድ ሓጢኣት ብምግባሮም፡ ነዚ ግጭታት እዚ ሰሚርዎ ነይሩ እዩ።—መሳ. 20:3-35፣ 2 ዜና 13:3-18፣ 25:14-22፣ 28:1-8።