እግረ ጽሑፍ
b ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንስሳታት ኣብቲ በረኻ ንየሆዋ እተሰውኡሉ ኽልተ ኣጋጣሚ ጥራይ እዩ ተጠቒሱ ዘሎ። እቲ ቐዳማይ ኣጋጣሚ፡ ኣብ እዋን ሽመት ካህናት እዩ ነይሩ፣ እቲ ኻልኣይ ከኣ ኣብ ፋስጋ እዩ ነይሩ። ክልቲኡ እዚ ኣጋጣሚታት እዚ ብ1512 ቅ.ክ.፡ ካብቲ እስራኤላውያን ካብ ግብጺ ዚወጹሉ ኣብ ካልአይቲ ዓመት እዩ ዀይኑ።—ዘሌ. 8:14–9:24፣ ዘሁ. 9:1-5።