ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 53
  • ብሓድነት ምዕያይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብሓድነት ምዕያይ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብሓድነት ንዕየ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ስድራቤት የሆዋ ክቡር ሓድነት ተስተማቕር
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ክርስትያናዊ ሓድነት ንኣምላኽ የኽብር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2010
  • ናይ ሓቂ ክርስትያናዊ ሓድነት ብኸመይ እዩ ዝርከብ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 53

መዝሙር 53

ብሓድነት ምዕያይ

(ኤፌሶን 4:3)

1. ያህ ናብ ደምበኡ ኣእትዩና፡

ትንቢቱውን ባህ ይብለና፣

ሓድነት፡ ሰላም ኣሎና፡

ሓጐስ ዜምጽኣልና።

ንሕብሕብ ሓድነት፡

ንፈቱ ስኒት፣

ገና ብዙሕ ኣሎ ዕዮ፡

ኣምላኽ ብወዱ ዚኣልዮ፣

ንዕየ ብተኣዛዝነት፡

ነገልግል ብስኒት።

2. ሓደ ሓሳብ ’ተ ኣልዩና፡

ሓደ ልቢ ’ተ ኣጥሪና፡

ብፍቕሪ ምስ ’ንመላለስ፡

ልብና ይሕጐስ።

ሰላም’ያ እፎይታ፡

ተምጽእ ደስታ፣

ንኣሕዋት እንተ ኣፍቂርና፡

ኣምላኽ ሰላም ይህበና፣

ሓድነትናውን ንሕሉ፡

ንነብር ብቓሉ።

(ሚክ. 2:12፣ ጸፎ. 3:9፣ 1 ቈረ. 1:10 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ