ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 2
  • ነመስግነካ የሆዋ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ነመስግነካ የሆዋ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ነመስግነካ የሆዋ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመስግን ዲኻ፧
    ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር
  • ንፍሉይ መሰል ጸሎት ኣኽቢርካ ርኣዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 2

መዝሙር 2

ነመስግነካ የሆዋ

(1 ተሰሎንቄ 5:18)

1. የሆዋ ዅል ግዜ ነመስግነካ፡

ዝገለጽካልና ኽቡር ብርሃንካ፣

ብመሰል ናይ ጸሎት ነመስግነካ፡

ልብና ብዅሉ ነፍስሰልካ።

2. ነመስግነካ ወድኻ ሂብካና፡

ንዓለም ስዒሩ ኣቕሲኑና፣

ፍቓድካ ኽንገብር ትሕግዘና፡

መብጽዓ ኽንፍጽም ትረድኣና።

3. ብመሰል ናይ ስብከት ነመስግነካ፡

ንምህር ሓቅኻ፡ ዓብዪ ስምካ፣

መከራ ይሓልፍ ነመስግነካ፡

ነባሪ እዩ ግን በረኸትካ።

(መዝ. 50:14፣ 95:2፣ 147:7፣ ቈሎ. 3:15 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ