ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 96
  • ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ክትድሕኑ እንተ ደሊኹም፡ ንየሆዋ ድለይዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣኼባና ባርኸልና
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ኣኼባና ባርኸልና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • “ንምፍላጥ ኣምላኽ” ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 96

መዝሙር 96

ኣምላኽ ዝሃበና መጽሓፍ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ምሳሌ 2:1)

  1. 1. ሓደ ዜገርም ፍሉይ መጽሓፍ ኣሎ፣

    ሓጐስ፡ ተስፋ ዚህቦም ንሰባት።

    ሓይሊ’ለዎ ’ቲ ድንቂ ሓሳባቱ፣

    ዓይኖም ይኸፍተሎም “ንዕዉራት።”

    ’ዚ መጽሓፍ’ዚ መጽሓፍ ቅዱስ ይብሃል፣

    ኣብ ውሽጡ ሓሳብ ኣምላኽ ኣለዎ።

    ጸሓፍቱ’ኳ ኸማና ሰብ ’ተ ዀኑ፡

    ብመንፈስ ኣምላኽ’ዮም ጽሒፎምዎ።

  2. 2. ብጽሑፍ’ውን ሰፊሩልና ይርከብ፡

    ታሪኽ ኣፈጣጥራ ፍጥረታት፣

    ሰብ ኪፍጠር ከሎ ፍጹም ምንባሩ፣

    ከመይ’ላ ኸም ዝጠፍአት ገነት።

    ሽዑ፡ ሓደ መልኣኽ ካብ ኣምላኽ ዓልዩ፣

    ነቒፉ ንልዑላውነቱ፣

    ’ዚ’ኳ ሓጥያት መከራ እንተ ’ምጽአ፡

    ኣምላኽ ግን ኪጭብጥ’ዩ ዓወቱ።

  3. 3. ሕጂ መሐጐሲ ምኽንያት ኣሎና፣

    የሆዋ ንወዱ ኣንጊሱልና።

    ሃየ’ሞ ንስበኽ ብስራት መንግስቲ፣

    ንሰባት’ውን ነካፍል ተስፋና።

    እዚ መጽሓፍ ሒዙ’ሎ ወንጌል ኣምላኽ፣

    የሆዋ ኣምላኽ እተዛረቦ፣

    ኣእምሮና ሰላም መታን ኪረክብ፡

    ነዚ ህያው ቃል ወትሩ ነንብቦ።

(2 ጢሞ. 3:16፣ 2 ጴጥ. 1:21 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ