ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 22
  • “የሆዋ ጓሳየይ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “የሆዋ ጓሳየይ እዩ”
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “የሆዋ ጓሳይየይ እዩ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ ጓሳና እዩ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2005
  • “የሆዋ ጓሳይየይ እዩ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ትምህርቲ 3
    ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 22

መዝሙር 22

“የሆዋ ጓሳየይ እዩ”

(መዝሙር 23)

1. የሆዋ ጓሳየይ እዩ፡

መን’ዩ ዜሸብረኒ፧

ዚሓሊ’ዩ ንኣባጊዑ፡

ካብ ክፉእ የዕቍበኒ።

ንሱ ንነፍሰይ የህድኣ፡

ናብ ማያት ይወስደኒ፣

ምእንቲ ቕዱስ ስሙ ኢሉ፡

ብጽድቂ ይመርሓኒ፣

ምእንቲ ቕዱስ ስሙ ኢሉ፡

ብጽድቂ ይመርሓኒ።

2. ጸልማት ብዘለዎ ሩባ፡

’ተ ኸድኩ’ኳ ’ይፈርህን፣

ምርኩስካ ዕቝባ ይዀነኒ፡

የምጽኣለይውን ምድሓን።

ርእሰይ ብዘይቲ ተርሕሶ፡

ንጽዋአይ ተጀርብብ፣

ኣብ ናትካ ቤት ክነብር እየ፡

ሳህልኻውን ክረክብ፣

ኣብ ናትካ ቤት ክነብር እየ፡

ሳህልኻውን ክረክብ።

3. ኣየ’ወ ፍቕሩን ጥበቡን፡

እውድሶ ብሓጐስ፡

ለውሃቱ ኣብ ኵሉ ኽነግር፡

ንዘልኣለም ክምጕስ፣

ካብ ቃል ኣምላኽ ኣይፍለን’የ፡

ብጥንቃቐ ’መላለስ፣

ንያህ ዘቕርቦ ኣገልግሎት፡

ዜኽብር’ዩ ዜሐጕስ፣

ንያህ ዘቕርቦ ኣገልግሎት፡

ዜኽብር’ዩ ዜሐጕስ።

(መዝ. 28:9፣ 80:1 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ