ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 5
  • ክርስቶስ ኣርኣያና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክርስቶስ ኣርኣያና
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ህይወት ፈላሚ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • ጸሎት ኣገልጋሊ ኣምላኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተኣምር ህይወት
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 5

መዝሙር 5

ክርስቶስ ኣርኣያና

(ሮሜ 5:8)

1. የሆዋ ብፍቕሩ፡

ዓብዪ ግብሪ ገይሩ፣

ንዅሎም ሰባት ወዱ’ዩ ሂቡ፣

እንጌራ ሂቡና፡

’ንበልዖ ዅልና፣

ህይወት ዘልኣለም ሰባት ኪረኽቡ።

2. የሱስ ምሂሩና፡

ክንጽሊ ’ዘውቲርና፣

ናይ የሆዋ ስም ኪቕደስ ኢልና፣

ክትመጽእ መንግስቱ፡

ኪኸውን ፍቓዱ፣

ዕለት እንጌራ ንኺህበና።

3. ክርስቶስ ምሂሩ፡

ሓቂ ኣበሲሩ፣

ነቶም ሰዓብቱ፡ ናቱ እሙናት፣

ንዝራእ መመዓልቲ፡

ዘርኢ ’ታ መንግስቲ፣

ሽዑ ኽንረክብ ሓጐስ ምስ ዕግበት።

(ማቴ. 6:9-11፣ ዮሃ. 3:16፣ 6:31-51፣ ኤፌ. 5:2 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ