ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 3
  • “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንብጻይና ምፍቃር እንታይ ማለት እዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • “ብፍቕሪ ተመላለሱ”
    ንየሆዋ ቕረቦ
  • ነቲ ዜፍቅረካ ኣምላኽ ኣፍቅሮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 3

መዝሙር 3

“ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ”

(1 ዮሃንስ 4:7, 8)

1. ፍቕሪ’ዩ እቲ ኣምላኽና፡

ንመገዱ ነፍቅሮ፣

ንዕኡን ሰብን ተ’ፍቂርና፡

ሰናይ ’ኸውን ’ንገብሮ።

እዚ’ዩ ምስጢር ህይወትና፡

ሃንቀውታ ናይ ህይወትና፣

’ዛ ፍቕሪ ኣይተቋርጽን፡

ትዛረብውን ብኣና።

2. ብፍቕሪ ሓቂ ንድረኽ፡

ድማ ብፍቕሪ ኣምላኽ፣

ወዲቕና ኣይንተርፍን፡

ሓይሉ የብለና ትኽ።

ንጹህ’ያ፡ ኣይትቐንእን፡

ለዋህ’ያ፡ ተጻዋሪት፣

ነሕዋትና እሞ ነፍቅር፡

ክንፈልጦ’ቲ መቐረት።

3. ቅሬታ ኸቶ ኣይተሕድር፡

ብኢድካውን ኣይሓዝካ፣

ጠምቶ ንፈጣሪኻ፡

ንሱውን ኪምህረካ።

ንኣምላኽ ኰነ ንብጻይ፡

ኣፍቅሮም ’ወ ብግብሪ፣

ንሰባት እውን ኣርእዮም፡

ከም ናይ ኣምላኽና ፍቕሪ።

(ማር. 12:30, 31፣ 1 ቈረ. 12:31–13:8፣ 1 ዮሃ. 3:23 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ