ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 38
  • ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ጸሎተይ ስማዕ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ተዓቈብ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 38

መዝሙር 38

ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ

(መዝሙር 55)

1. ዎ የሆዋ ጽን በለኒ፡

ኣይትተሓባእ ካባይ፡

ንኸይፈርህ ሓግዘኒ፡

ስምዓዮ ንጸሎተይ።

(ኣዝማች)

ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፡

ንሱ ኺድግፈካ፣

ሰንከልከል ክትብል ኢሉ

ፈጺሙ ዘይሓድገካ።

2. ከም ርግቢ እንተ ዝኸውን፡

በኽናፈይ ምነፈርኩ፡,

ካብቶም ጐዳእተይ ርሒቐ፡

በረኻ ምሓደርኩ።

(ኣዝማች)

ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፡

ንሱ ኺድግፈካ፣

ሰንከልከል ክትብል ኢሉ

ፈጺሙ ዘይሓድገካ።

3. ናብ ኣምላኽ እየ ዝምህለል፡

ንኽረክብ ዕቝባኡ፡

ይህብ’ዩ ሰላም ብብዝሒ፡

ብርታዐውን ብኸምኡ።

(ኣዝማች)

ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ፡

ንሱ ኺድግፈካ፣

ሰንከልከል ክትብል ኢሉ

ፈጺሙ ዘይሓድገካ።

(መዝ. 22:5፣ 31:1-24 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ