ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 7
  • “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኵሉ ግዜ ጾርካ ናብ የሆዋ ደርብዮ
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1996
  • ንጭንቀት ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
  • “ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | መዝሙር 52-59

“ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”

ዳዊት ኣብ ህይወቱ ኸቢድ ፈተናታት ኣሕሊፉ እዩ። መዝሙር 55 ኣብ እተጻሕፈትሉ እዋን፡ እዚ ዚስዕብ ኣሕሊፉ ነይሩ እዩ፦

  • ጎልያድን ጊልያኡን

    ጸርፊ

  • ዳዊት ካብ ኲናት ኣምለጠ

    መስጐጕቲ

  • ዳዊት፡ ጸጸትተሰምዖ

    ጸጸት

  • ባትሴባ ትሓዝን

    ሞት ውሉዱ

  • ዳዊት ኣብ ዓራት ሕማሙ

    ሕማም

  • ዳዊት ተጠልመ

    ጥልመት

ዳዊት እቲ ዝነበሮ ጾር ኪጽወር ዘይክኣል ዚመስል እኳ እንተ ነበረ፡ ኪዋጽኣሉ ኸኣለ። ነቶም ከምዚ ዝበለ ስምዒት ዘለዎም፡ ብመንፈስ ኣምላኽ ተደሪኹ፡ “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ” ዚብል ምኽሪ ሃቦም።

ነዛ ጥቕሲ እዚኣ ብኸመይ ኢና ኣብ ግብሪ ኸነውዕላ እንኽእል፧

55:22

ዳዊት ይጽሊ
  1. ዝዀነ ይኹን ሽግር፡ ጭንቀት ወይ ሻቕሎት ይሃሉኻ ብዘየገድስ፡ ልባዊ ጸሎት ብምግባር ናብ የሆዋ ቕረብ

  2. ካብ ቃል የሆዋን ካብ ውድቡን፡ መምርሕን ሓገዝን ኣናዲ

  3. ምስ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ብምስምማዕ፡ ነቲ ዅነታት ንምቅላል ዚከኣለካ ዘበለ ግበር

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ