ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ሰነ ገጽ 6
  • “ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ”
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ጾርካ ናብ የሆዋ ደርቢ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • የሆዋ ነቶም ኣብኡ ዚውከሉ ይሕግዞም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
  • ኣብ ኵሉ ነገር መምርሒ ኣምላኽ ድለ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ኣብ የሆዋ ምሉእ ትውክልቲ እንተ ኣሕዲርና፡ ተኣማሚንና ንነብር
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ሰነ ገጽ 6

ክርስትያናዊ ህይወት

“ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ”

መዝሙር 52-59 ነቲ ዳዊት ዘሕለፎ እተፈላለየ ኣሸጋሪ እዋናት ትገልጾ እያ። ኣብቲ ጽንኩር ግዜያት እውን ብየሆዋ ይእመን ነበረ። (መዝ 54:4፣ 55:22) ኣብ ርእሲ እዚ፡ ዳዊት ንየሆዋ፡ ቃሉ ስለ ዝሃቦ ወዲስዎ እዩ። (መዝ 56:10) ከምቲ ዳዊት ኣብ ኣምላኽ ዝነበሮ ዓይነት እምነትን ምትእምማንን ነማዕብል ኣለናዶ፧ ኣጸጋሚ ዅነታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ መምርሒ ደሊና ንቓል ኣምላኽ ንምርምሮ ዲና፧ (ምሳ 2:6) ኣብዚ ዚስዕብ ኵነታት ኣየነይቲ ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ሓጊዛትካ፧

  • ተስፋ ምቝራጽ ወይ ጭንቀት ምስ ኣጋጠመካ

  • ምስ ሓመምካ

  • ካልኦት ሰባት ምስ ኣቘጥዑኻ

  • መስጐጕቲ ምስ ኣጋጠመካ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ