ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 24
  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ገለ እኳ ሽልማትካ ኣይከልክልካ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ናብቲ ዓስቢ ጠምት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ሰላምና
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 24

መዝሙር 24

ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

(2 ቈረንቶስ 4:18)

1. ይርእያ ’ዒንቲ ዕዉራት፡

ይሰምዓ ኣእዛን ጸማማት፡

ሓንካስ ከም እራብ ይዘልል፡

ምድሪ ኣጻምእ ይፍልፍል፣

ይዕምብብ ምድረ በዳውን፡

እተፍቅሮ ኣይመውትን፡

ነዚ ኽትረክብ ምእንቲ፡

ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ።

2. ይዛረብ ልሳን’ቲ ዓባስ፡

ዝኣረገውን ይጕብዝ፡

ምድሪ ትፈሪ መሊኣ፡

ኵሉ ኣይጠፍእን ካብኣ፡

’ስማዕ ኪዝምሩ ቘልዑ፡

ሓጐስ ሰላም ኣሎ ኣብኡ፡

ካብ ሞት ምትንሳእ ክትርኢ፡

ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ።

3. ተዅላን ዕየትን ሓቢሮም፡

ምስ ድብን ምራኽን ኰይኖም፡

ንእሽቶ ቘልዓ ይመርሖም፡

ድምጹ ይሰምዑ ዅላቶም፣

ንብዓት ነበረ ይኸውን፡

ፍርሂ ቃንዛውን ኣይህሉን፡

ኣምላኽ ዚገብሮ ኽትርኢ፡

ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ።

(ኢሳ. 11:6-9፣ 35:5-7፣ ዮሃ. 11:24 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ