ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sn መዝሙር 42
  • “ንድኹማት ምእላይ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ንድኹማት ምእላይ”
  • ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ‘ንድኹማት ንደግፍ’
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ‘ነንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃልውኩም’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • “ምስ ዝደክም፡ ሽዑ እየ ዝብርትዕ”
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2020
  • ንሰብኣዊ ድኽመት ከምቲ የሆዋ ዚርእዮ ጌርካ ዲኻ እትርእዮ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ዘምሩሉ
sn መዝሙር 42

መዝሙር 42

“ንድኹማት ምእላይ”

(ግብሪ ሃዋርያት 20:35)

1. ብዙሕ እዩ ድኽመትና፡

ዝደቘሰና፡

ኣምላኽ ግን ይሓልየልና፡

ፍቕሩ የርእየና፣

መሓሪ’ዩ ፈቃር፡

ብርቱዕ እዩ ሓያል፣

ንሕናውን ንሽጉራት፡

ነርኢ ፍቕርና።

2. ብሰባት ከም ዚግደስ

ገሊጹ ጳውሎስ፣

ኵልና ተዓዲግና

ብደም ክርስቶስ፡

ኣምላኽ ይሓልየሎም፡

ድማ የበርትዖም፣

ድንጋጸና ነርእዮም፡

ንብዓት ንሓብስ።

3. ንድኹም ኣይንዀንን፡

ነበርትዕ እምበር፡

ሕያውነት ብምርኣይ፡

ብጽቡቕ ተግባር፡

ኣጆና ንበርትዕ፡

ንሃብ ምትብባዕ፣

ደገፍና እንተ ሂብና፡

ፍቕሪ ትስዕር።

(ኢሳ. 35:3, 4፣ 2 ቈረ. 11:29፣ ገላ. 6:2 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ