ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ነህምያ 5-8 ነህምያ ብሉጽ ሓላዊ ነበረ ቲሽሪ 455 ቅ.ክ. 8:1-18 ኣብዚ ግዜ እዚ ኣቢሉ፡ ነቶም ህዝቢ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንኼምልኹ ኺእከቡ ዝኣዘዞም ነህምያ ኪኸውን ይኽእል እዩ ዓብዪ ሓጐስ ኰ ርእስታት ስድራ ቤት፡ ንሕጊ ኣምላኽ ብኸመይ ጠቢቖም ኪሕልዉ ኸም ዚኽእሉ ኺፈልጡ ተኣከቡ እቶም ህዝቢ ነቲ ዜሐጕስ በዓል ዳስ ኬብዕሉ ተዳለዉ