ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 6
  • ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣስኣሰር ሰላም ስዓቡ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • ‘ኣስኣሰር ናይ ሰላም ነገር ስዓብ’
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • ክንስዕቦ ዘሎና ባህርያት
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2008
  • “ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
mwb16 ጥቅምቲ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 17-21

ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር

ሓንቲ ሓብቲ ትጽሊ፡ ቀጺላ ድማ ዘይምስምማዕ ንምድቃስን ዕርቂ ንምፍጣርን ንኻልእ ሓብቲ ትዛረባ

ኣብ መንጎ ህዝቢ የሆዋ ዘሎ ሰላም፡ ብሃንደበት ዝመጸ ኣይኰነን። ዘይምስምማዕ ኬጋጥም ከሎ ስምዒትካ ምቍጽጻር ሓያል ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ እቲ ኻብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ምኽሪ ግና ኣዝዩ ዝሓየለ እዩ።

ጸገማት ኬጋጥም ከሎ፡ እሙናት ክርስትያናት በዚ ዚስዕብ መገድታት ሰላም ይገብሩ . . .

19:11

  • ህድእ ብምባል

18:13, 17

  • ምላሽ ቅድሚ ምሃቦም ምሉእ ዝርዝር ሓበሬታት ከም ዝሓዙ ብምርግጋጽ

17:9

  • ንኣባሲ ብፍቕሪ ይቕረ ብምባል

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ