ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 3
  • ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ሕጊ እታ ቤተ መቕደስ እዚ እዩ”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • “ነታ ቤተ መቕደስ ግለጸሎም”
    ንጹህ ኣምልኾ የሆዋ—ኣማስያኡስ ተመሊሱ!
  • ንቤት መቕደስ ኣምላኽ ‘ብልብኻ ኣቕልበሉ’!
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • እቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ቤተ መቕደስ ምሳኻ ዘለዎ ርክብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 3

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ህዝቅኤል 42-45

ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ

እቲ ህዝቅኤል ዝረኣዮ ራእይ ቤተ መቕደስ፡ ነቶም ኣብ ምርኮ ዝነበሩ እሙናት ተረፍ ኣይሁድ ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ኸም ዚምለስ ኣረጋጊጹሎም እዩ። ምስናይዚ እውን ብዛዕባ እቲ ንንጹህ ኣምልኾ ዚምልከት ክብ ዝበለ ስርዓታት የሆዋ ኣዘኻኺርዎም እዩ።

ሓደ ኻህን ንእስራኤላውያን ሕጊ ይምህሮም፣ ሓደ ሽማግለ ኸኣ ኣብ ጉባኤ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ ይምህር

• እቶም ካህናት ነቶም ህዝቢ ስርዓታት የሆዋ ይምህርዎም

44:23

እቲ እሙንን ኣስተውዓልን ባርያ ኣብ መንጎ ርኹስን ንጹህን ብዛዕባ ዘሎ ፍልልይ ብኸመይ ከም ዝመሃረና ዘርኢ ገለ ኣብነታት ሃብ። (kr 110-117)

• እቶም ህዝቢ ነቶም ዚመርሑ ሰባት ይድግፍዎም

45:16

ገለ ኻብቲ ንሽማግለታት ጉባኤ ኽንድግፈሉ እንኽእል መገድታት እንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ