ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 መስከረም ገጽ 2
  • 4-10 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 4-10 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 መስከረም ገጽ 2

4-10 መስከረም

ህዝቅኤል 42-45

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንጹህ ኣምልኾ ናብ ዝነበሮ ይምለስ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ህዝ 43:10-12—እቲ ህዝቅኤል ብዛዕባ እታ ቤተ መቕደስ ዝርኣዮ ራእይ፡ ነቶም እተማረኹ ኣይሁድ ንንስሓ ዚድርኾም፡ ንጹህ ኣምልኾ ናብቲ ዚግብኦ ኽብ ዝበለ ቦታኡ ኸም ዚምለስ ድማ ዜረጋግጸሎም እዩ ነይሩ። (w99 1/3 8 ¶3፣ it-2-E 1082 ¶2)

    • ህዝ 44:23—እቶም ካህናት ነቶም ህዝቢ “ኣብ መንጎ ርኹስን ንጹህን ዘሎ ፍልልይ” ይምህርዎም

    • ህዝ 45:16—እቶም ህዝቢ ነቶም የሆዋ ኺመርሑ ዝመዘዞም ሰባት ይድግፍዎም (w99 1/3 10 ¶10)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ህዝ 43:8, 9—እስራኤላውያን ንስም ኣምላኽ ዘርከስዎ ብኸመይ እዮም፧ (it-2-E 467 ¶4)

    • ህዝ 45:9, 10—የሆዋ ኻብቶም ስምረቱ ኺረኽቡ ዚደልዩ ሰባት እንታይ ብቕዓት እዩ ዚጽበ፧ (it-2-E 140)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ህዝ 44:1-9

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 77

  • “ንንጹህ ኣምልኾ ኣኽቢርካ እትርእዮ ስለምንታይ ኢኻ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 23 ሕ.ጽ. 1-14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 120ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ