ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 23
  • የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ድለዩ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ድለዩ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ክትድሕኑ እንተ ደሊኹም፡ ንየሆዋ ድለይዎ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 23

መዝሙር 23

የሆዋ ኺገዝእ ጀሚሩ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ራእይ 11:15)

  1. 1. ኣምላኽና ንጉስ ኰይኑ፡

    ተጀሚሩ ግዝኣቱ፣

    እምኒ መኣዝኑ’ውን ሰሪቱ።

    ዓው ኢልኩም ወድስዎ፡

    ንየሆዋ ዘምሩ፣

    ንግስና የሱስ ክርስቶስ ተጀሚሩ።

    (ኣዝማች)

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ሓቂ፡ ጽድቂ፡ ሓጐስ፡ ደስታ።

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ህይወት ሓቂ ምስ እፎይታ።

    ስለ ፍቕሩ ነመስግኖ፡

    ንልዑላዊ ጐይታ።

  2. 2. ክርስቶስ ንጉስ ኰይኑ፡

    ንውግእ’ውን ተዳልዩ፣

    ሰይጣን ምስ ስርዓቱ ኺድምሰስ’ዩ።

    ስብከትና ነጐሃህር፡

    ንሓግዞም ንሰባት፣

    ኣብ ጐድኒ ጽድቂ ደው ንኺብሉ ትሑታት።

    (ኣዝማች)

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ሓቂ፡ ጽድቂ፡ ሓጐስ፡ ደስታ።

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ህይወት ሓቂ ምስ እፎይታ።

    ስለ ፍቕሩ ነመስግኖ፡

    ንልዑላዊ ጐይታ።

  3. 3. ንግዝኣት ወዲ ኣምላኽ

    ንርኢ ኽብ ኣቢልና፣

    መጺኡ እንድዩ ብስም ኣምላኽና።

    ናብ ኣምላኽና ቕረቡ፡

    ንኽትረኽቡ ሞገሱ፣

    ንየሆዋ ብሓባር ኴንኩም ወድሱ።

    (ኣዝማች)

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ሓቂ፡ ጽድቂ፡ ሓጐስ፡ ደስታ።

    ’ታይ ተምጽእ መንግስቲ ኣምላኽ፧

    ህይወት ሓቂ ምስ እፎይታ።

    ስለ ፍቕሩ ነመስግኖ፡

    ንልዑላዊ ጐይታ።

(2 ሳሙ. 7:22፣ ዳን. 2:44፣ ራእ. 7:15 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ