ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 22
  • መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • የሆዋ እዩ ንጉስና!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ንዑ መዝሙር መንግስቲ ኣምላኽ ዘምሩ!
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 22

መዝሙር 22

መንግስትኻ ቘይማ—“ትምጻእ” ኢልና ንልምን

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(ራእይ 11:15፣ 12:10)

  1. 1. የሆዋ የልቦን ኣባኻ፡

    ለውጢ ኸም ጽላሎት፣

    ዝፋን ሂብካ ንወድኻ፡

    ነቲ ወኪል ህይወት።

    ተወሊዳ መንግስትኻ፣

    ስልጣን ኰይኑ ናይ ቅቡእካ።

    (ኣዝማች)

    ሕጂ ናትካ ዀይኑ፡

    ሓይልን ድሕነትን መንግስትን፣

    መንግስትኻ ቘይማ፡

    “ትምጻእ” ኢልና’ውን ንልምን።

  2. 2. ሓጺር እዋን ተሪፍዎ፡

    ንመጻርርትና፣

    ግዜ ጭንቂ’ኳ ’ተ ዀነ፡

    ንጥምት ኣርሒቕና።

    ተወሊዳ መንግስትኻ፣

    ስልጣን ኰይኑ ናይ ቅቡእካ።

    (ኣዝማች)

    ሕጂ ናትካ ዀይኑ፡

    ሓይልን ድሕነትን መንግስትን፣

    መንግስትኻ ቘይማ፡

    “ትምጻእ” ኢልና’ውን ንልምን።

  3. 3. እልልታ ዀይኑ ኣብ ሰማይ፡

    ኣብቶም መላእኽቲ፡

    ተደርብዩ ኣሎ ናብ ምድሪ፡

    ሰይጣን ’ቲ መስሓቲ።

    ተወሊዳ መንግስትኻ፣

    ስልጣን ኰይኑ ናይ ቅቡእካ።

    (ኣዝማች)

    ሕጂ ናትካ ዀይኑ፡

    ሓይልን ድሕነትን መንግስትን፣

    መንግስትኻ ቘይማ፡

    “ትምጻእ” ኢልና’ውን ንልምን።

(ዳን. 2:34, 35፣ 2 ቈረ. 4:18 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ