ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • th መጽናዕቲ 9 ገጽ 12
  • ግቡእ ኣጠቓቕማ ትዕይንታዊ ደገፍ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ግቡእ ኣጠቓቕማ ትዕይንታዊ ደገፍ
  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ዚርአ ነገራት ብውጽኢታዊ መገዲ ምጥቃም
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
  • ብዚርአ ነገራት ጌርካ ምሃር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ንተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስካ ንምምሃር ቪድዮታት ተጠቐም
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ንሰማዕቲ ምጥማት
    ካብ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት ተጠቐም
ዝያዳ ርአ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ
th መጽናዕቲ 9 ገጽ 12

መጽናዕቲ 9

ግቡእ ኣጠቓቕማ ትዕይንታዊ ደገፍ

ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ

ዘፍጥረት 15:5

ጽማቝ ሓሳባት፦ ኣገዳሲ ነጥብታት እቲ ትምህርቲ ንምንጻር ትዕይንታዊ ደገፍ ወይ ዚርአ ነገራት ተጠቐም።

ብኸመይ ከም እትገብሮ፦

  • ንትምህርትኻ ዜጕልሕ ትዕይንታዊ ደገፍ ሕረ። ንኣሽቱ ዝርዝራት ዘይኰነስ፡ ኣገዳሲ ነጥብታት ዜጕልሕ ስእልታት፡ ዲያግራማት፡ ካርታታት፡ ሰሌዳታት ግዜ፡ ወይ ካልእ ትዕይንታዊ ደገፍ ተጠቐም። ንሰማዕትኻ ነቲ ትዕይንታዊ ደገፍ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ኺመሓላለፍ እተደልየ ትምህርቲ ኺዝክርዎ ሓግዞም።

  • ሰማዕትኻ ነቲ ትዕይንታዊ ደገፍ ከም ዚርእይዎ ኣረጋግጽ።

    ግብራዊ ምኽሪ

    መልእኽትኻ ኸተቕርብ ቅድሚ ምጅማርካ፡ ክትጥቀመሉ ዝሓሰብካ ትዕይንታዊ ደገፍ ድሉው ምዃኑ ኣረጋግጽ።

ኣብ ኣገልግሎት

ንሰማዒኻ ነቲ ኣብ ጽሑፋትና ዘሎ ስእሊ ኣርእዮ፡ ብዛዕባኡ ሓሳብ ኪህብ ድማ ሕተቶ። ከከም ኣድላይነቱ፡ ቀንዲ ሓሳባት ንምጕላሕ ተወሳኺ ሕቶታት ሕተት። ቪድዮ ኽትውልዕ ከለኻ፡ ነቲ ስክሪን ናብቲ ሰማዒ ገጹ ግበሮ። ብሓፈሻኡ፡ ቪድዮ ተወሊዑ ኸሎ ኽትዛረብ ኣየድልን እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ