ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 144
  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!
    ንየሆዋ ዘምሩሉ
  • ገለ እኳ ሽልማትካ ኣይከልክልካ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ንዅሉ ዓይነት ሰብ ንስበኽ
    ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 144

መዝሙር 144

ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(2 ቈረንቶስ 4:18)

  1. 1. ይርእያ ኣዒንቲ ዕዉራት፣

    ይሰምዓ’ውን ኣእዛን ጸማማት፣

    ይስማዕ ኪዝምሩ ቘልዑ፣

    ሓጐስ፡ ሰላም ኣሎ ኣብኡ።

    ትኸውን ምድሪ ሽዑ ገነት፣

    ትንሳኤ ይረኽቡ ምዉታት።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽና ዚገብሮ ኽትርኢ፡

    ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

  2. 2. ገንሸልን ተዅላን’ውን ሓቢሮም፣

    ምስ ድብን ምራኽን ወፊሮም፣

    ንእሽቶ ወዲ ይጓስዮም፣

    ድምጹ ይሰምዑ ዅላቶም።

    ንብዓትና ነበረ ይኸውን፣

    ሽበራን ቃንዛን’ውን ኣይህሉን።

    (ኣዝማች)

    ኣምላኽና ዚገብሮ ኽትርኢ፡

    ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!

(ኢሳ. 11:6-9፣ 35:5-7፣ ዮሃ. 11:24 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ