ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • w23 ግንቦት ገጽ 32
  • ምኽሪ ምርምር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምኽሪ ምርምር
  • መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ መወከሲታት
  • ሓዳስ ንዋት ምርምር
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ወግዓዊ ወብ ሳይትና—ንናይ ብሕትን ናይ ስድራ ቤትን መጽናዕቲ ተጠቐመሉ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ምኽሪ መጽናዕቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
  • ብኢንተርነት ዚግበር ዕርክነትከ፧
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
ዝያዳ ርአ
መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2023
w23 ግንቦት ገጽ 32

ምኽሪ ምርምር

ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ መወከሲታት

መወከሲታትና ብዛዕባ ሓያሎ ርእሰ ነገራት ኬፍልጠካ ይኽእል እዩ። እዚ ኣብ ኢንተርነት ዚርከብ መወከሲታት፡ ብትግርኛ መሐበሪ ምርምር ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ብሓያሎ ኻልእ ቋንቋታት ከኣ ማህደረ ቓላት፡ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ፡ ዎች ታወር ፓብሊኬሽንስ ኢንደክስ የጠቓልል።

እቲ ኣብ ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ ዚርከብ መድለዪ ነዚ መወከሲታት ክትጥቀመሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ። ኣብቲ መድለዪ ኽትጽሕፍ ምስ ጀመርካ፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ሳጹን እተፈላለየ እማመታት ኪቐርበልካ እዩ። እታ “ርእሰ ነገር” እትብል ቃል ከኣ፡ ኣብ ጐድኒ እቲ ኣብ መወከሲታት ዚርከባ ቓላት ክትርአ እያ።

ነዚ ፈትኖ፦ ኣብቲ መድለዪ “የሆዋ ኣምላኽ” ኢልካ ጽሓፍ (ሀ)። ካብቲ “የሆዋ ኣምላኽ” ንዚብል ዝቐረበልካ እማመታት፡ ነታ ኣብ ጐድና “ርእሰ ነገር” ዚብል ዘለዋ ሕረ (ለ)። ሽዑ፡ ነዚ ርእሰ ነገር ኣብ መወከሲ ክትረኽቦ ኢኻ።

ኣብ “ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ” ዚርከብ መድለዪ። “ሀ” ነቲ ኣብቲ መድለዪ እተጻሕፈ ቓል ተመልክት። “ለ” ነቲ ኣብ ጐድኒ እቲ እማመ ዀይኑ ዝወጸ ቓል ዘሎ “ርእሰ ነገር” ዚብል የመልክት።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ