ሩት ትሕዝቶ 1 ስድራ ቤት ኤሊሜሌክ ናብ ሞኣብ ገዓዘት (1, 2) ናእሚን ዖርጳን ሩትን መበለታት ኰና (3-6) ሩት ንናእምን ኣምላኻን ዘርኣየቶ ተኣማንነት (7-17) ናእሚ ምስ ሩት ናብ ቤት-ልሄም ተመልሰት (18-22) 2 ሩት ኣብ ግራት ቦኣዝ ቀረመት (1-3) ሩትን ቦኣዝን ተላለዩ (4-16) ሩት ንናእሚ ብዛዕባ ለውሃት ቦኣዝ ነገረታ (17-23) 3 ናእሚ ንሩት መምርሒ ሃበታ (1-4) ሩትን ቦኣዝን ኣብ ዓውዲ (5-15) ሩት ናብ ናእሚ ተመልሰት (16-18) 4 ቦኣዝ ተበጃዊ ዀነ (1-12) ቦኣዝን ሩትን ንዖቤድ ወለዱ (13-17) ወለዶ ዳዊት (18-22)