ኦብድያ ትሕዝቶ እቲ ዕቡይ ኤዶም ኪዋረድ እዩ (1-9) ኤዶም ኣብ ልዕሊ ያእቆብ ዝፈጸሞ ዓመጻ (10-14) መዓልቲ የሆዋ ኣንጻር ኵሎም ኣህዛብ (15, 16) ቤት ያእቆብ ናብ ርስቶም ኪምለሱ እዮም (17-21) ኤዶም ብያእቆብ ከም ብሓዊ ኺብላዕ እዩ (18) ንግስና ናይ የሆዋ ኪኸውን እዩ። (21)