ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 መጋቢት ገጽ 5
  • ያእቆብ ምርቓ ረኸበ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ያእቆብ ምርቓ ረኸበ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ያእቆብን ኤሳውን ተዓርቁ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ፍልልይ ዝነበሮም ማናቱ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2007
  • ያእቆብ ውርሲ ወረሰ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 መጋቢት ገጽ 5
ያእቆብ ክዳን ኤሳው ተኸዲኑ፡ ኣብ ክሳዱን ኣብ ኢዱን ጨጉሪ ጤል ገይሩ፡ ይስሃቅ ድማ ኢድ ያእቆብ ይትንኪ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 27-28

ያእቆብ ምርቓ ረኸበ

27:6-10, 18, 19, 27-29

እቲ ይስሃቅ ንያእቆብ ዝመረቖ ምርቓ ትንቢታዊ እዩ ነይሩ።

  • ኣብ ምድሪ ተስፋ ዚርከብ ለምለም መሬትን ልሙዕ ክልን እስራኤል፡ ከምኡ ድማ ብጫን ደረቕን ክሊ ኤዶም ዜርኢ ካርታ።

    27:28—የሆዋ ንዘርኢ ያእቆብ፡ “ጸባን መዓርን እተውሕዝ” ፍርያም ምድሪ ሃቦም።—ዘዳ 26:15

  • 27:29—እስራኤላውያን (ዘርኢ ያእቆብ) ካብ ኤዶማውያን (ዘርኢ ኤሳው) ዝሓየሉ ዀኑ።—ዘፍ 25:23፣ 2ሳሙ 8:14

  • 27:29—ኤዶማውያን ንእስራኤላውያን ስለ ዝጸልእዎም ተረግሙ፡ ኣብ መወዳእታ ድማ ብደረጃ ህዝቢ ጠፍኡ።—ህዝ 25:12-14

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ