ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g20 ቍ. 1 ገጽ 16
  • “ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ”
  • ንቕሑ!—2020
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንሰብ ሓዳር
  • ንወለዲ
  • ንመንእሰያት
  • ዝያዳ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧
    ንቕሑ!—2021
  • ምንቍልቋል ኣእምሮኣዊ ጥዕና መንእሰያት—መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧
    ተወሳኺ ርእሰ ነገራት
  • ንመንእሰያት ብዛዕባ ግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት ብኸመይ ከም እትምህሮም
    ንቕሑ!—2014
  • ኣኽብሮት ንስድራ ቤት ኣበይ ጠፊኡ፧
    ንቕሑ!—2024
ዝያዳ ርአ
ንቕሑ!—2020
g20 ቍ. 1 ገጽ 16

“ህዱእ ልቢ ንሰብነት ህይወት ይህብ”

ሰብኣይን ሰበይትን ኣብ ታብለት ብሓባር የንብቡ።

እዘን ቃላት እዚአን ኣብ ምሳሌ 14:30 እየን ዚርከባ፣ ኣስታት ሰለስተ ሽሕ ዓመት ይገብር ድማ እየን ተጻሒፈን! ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግዜ ዘይሓልፎ ጥበብ ከኣ የንጸባርቓ። ዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ናብ jw.org እቶ። ኣብኡ ድማ ብዛዕባ ሓያሎ ሓጋዚ ርእሰ ነገራት፡ እንተላይ ካብ ጸቕጢ ብኸመይ እፎይታ ኸም እትረክብ ዚገልጽ ቪድዮታትን ካርቱናትን ቃለ መጠይቓትን ዓንቀጻትን ክትረክብ ኢኻ። ገለ ኣብነታት ኣብዚ ተዘርዚሩ ኣሎ፦

ንሰብ ሓዳር

  • ኣብ ሓዳር ግጭት ምፍታሕ

  • ምስ ኣዝማድካ ብኸመይ ብሰላም ከም እትነብር

  • ቂም ካብ ምሓዝ ብኸመይ ከም እትርሕቕ

ንወለዲ

  • ምስ ዝባጽሐ ውሉድካ ብኸመይ ከም እትዘራረብ

  • ንጓልካ ውጥረት ኬጋጥማ ኸሎ

  • ንመንእሰያት ብዛዕባ ግቡእ ኣጠቓቕማ ኢንተርነት ብኸመይ ከም እትምህሮም

ንመንእሰያት

  • ንደንዳኒ ብዘይ ጕስጢ መክቶ

  • ከመይ ገይረ እየ እኹል ድቃስ ክረከብ ዝኽእል፧

  • ምስ ኣሕዋተይ ተሳንየ ኽነብር ዘሎኒ ስለምንታይ እየ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ