ሳጹን ትምህርቲ 10ሀ
ንጹህ ኣምልኾ በብቝሩብ ተመሊሱ
ብወረቐት ኣብ እተሓትመ
“ደሃይ ሓሸሽታ”
ዊልያም ቲንደልን ካልኦትን ንመጽሓፍ ቅዱስ ናብ እንግሊዝኛን ናብ ካልእ ቋንቋታትን ተርጐምዎ
“ጅማውትን ስጋን”
ቻርለስ ቴዝ ራስልን ብጾቱን ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ናብ ዝነበሮ መለስዎ
“ህያዋን እውን ኰኑ፣ ብኣእጋሮም ከኣ ደው በሉ”
ህዝቢ የሆዋ ብ1919 “ህያዋን” ምስ ኰኑ፡ ዕዮ ስብከቶም ኣጐሃሃሩ