ንዓይ ዚኸውን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ደቂ 3 ዓመትን ትሕቲኡን
ንምድሪ
ዝፈጠራ መን እዩ፧
ንባሕሪ
ዝፈጠሮ መን እዩ፧
ንዓይን ንዓኻን ዝፈጠረናኸ መን እዩ፧
ንጽምብላሊዕ ምስናይ ምልኩዕ መንፈርፈሪኣ ዝፈጠራ መን እዩ፧
ንዅሉ ነገራት ዝፈጠሮ የሆዋ ኣምላኽ እዩ ራእይ 4:11
ንጥፈታት
ንውሉድካ እዚ ዚስዕብ ምሃሮ፦
ስም ኣምላኽ መን እዩ፧
የሆዋ ኣበይ ይነብር፧
የሆዋ እንታይ ፈጢሩ፧
ውሉድካ ናብዚ ዚስዕብ ነገራት ከም ዜመልክት ግበር፦
ከዋኽብቲ ደበና ጸሓይ
ጃልባ ምድሪ ቤት
ባሕሪ ጽምብላሊዕ