ኣብ ደቡብ ኮርያ ብዘይወግዓዊ መገዲ ትምስክር
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ እቶም ብሓቂ ዚደልይዎ እንታይ እዩ ዚስምዖ፧
ጥቕሲ፦ 1ጴጥ 5:6, 7
ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዜቕልበልና ኽሳዕ ክንደይ እዩ፧
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣምላኽ ከም ዚርድኣልና ብኸመይ ንፈልጥ፧
ጥቕሲ፦ መዝ 139:1, 2, 4
ንዚቕጽል፦ ሓልዮት ኣምላኽ ዚጠቕመና ብኸመይ እዩ፧