ኣብ ምያንማር ብክርስትያናዊ ሕብረት ባህ ይብሎም
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ እተን ዳሕሮት መዓልትታት ምስ ተወድኣ እንታይ ኪኸውን እዩ፧
ጥቕሲ፦ ራእ 21:3, 4
ንዚቕጽል፦ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ዘተስፈዎ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል፧
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ነቲ ኣምላኽ ብዛዕባ መጻኢ ዘተስፈዎ ብኸመይ ክንረኽቦ ንኽእል፧
ጥቕሲ፦ ዮሃ 3:16
ንዚቕጽል፦ ምእማን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧