ዘሁልቍ 4:24-26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ዓሌታት ጌርሾናውያን እተመደብዎ ኣገልግሎትን ጾርን እዚ እዩ፦+ 25 ምጻር ዓለባታት ድንኳን እቲ ማሕደርን+ እቲ ድንኳን ምርኻብን መኽደኒኡን እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዚድረብ ቈርበት ታሓሽን*+ መጋረዲ* ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብን+ 26 መኸወሊታት* ኣጸድን+ መጋረዲ* ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ዙርያ ማሕደርን መሰውእን ዘሎ ኣጸድን+ ኣግማዱን ኣቕሑኡን ኵሉ እቲ ንኣገልግሎቱ ዚኸውንን እዩ። ዕዮኦም እዚ እዩ።
24 ዓሌታት ጌርሾናውያን እተመደብዎ ኣገልግሎትን ጾርን እዚ እዩ፦+ 25 ምጻር ዓለባታት ድንኳን እቲ ማሕደርን+ እቲ ድንኳን ምርኻብን መኽደኒኡን እቲ ኣብ ልዕሊኡ ዚድረብ ቈርበት ታሓሽን*+ መጋረዲ* ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብን+ 26 መኸወሊታት* ኣጸድን+ መጋረዲ* ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ዙርያ ማሕደርን መሰውእን ዘሎ ኣጸድን+ ኣግማዱን ኣቕሑኡን ኵሉ እቲ ንኣገልግሎቱ ዚኸውንን እዩ። ዕዮኦም እዚ እዩ።