ዘሁልቍ 3:25, 26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 ደቂ ጌርሾን+ ኣብ ድንኳን ምርኻብ ዘለዎም ሓላፍነት ከኣ፡ ክንክን እቲ ማሕደርን እቲ ድንኳንን+ መኽደኒኡን+ መጋረዲ*+ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብን 26 መኸወሊታት*+ ኣጸድን መጋረዲ*+ ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ዙርያ ማሕደርን መሰውእን ዘሎ ኣጸድን ኣግማዱን ኵሉ እቲ ምስዚ ዚተሓሓዝ ኣገልግሎትን ነበረ።
25 ደቂ ጌርሾን+ ኣብ ድንኳን ምርኻብ ዘለዎም ሓላፍነት ከኣ፡ ክንክን እቲ ማሕደርን እቲ ድንኳንን+ መኽደኒኡን+ መጋረዲ*+ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብን 26 መኸወሊታት*+ ኣጸድን መጋረዲ*+ ኣፍ ደገ እቲ ኣብ ዙርያ ማሕደርን መሰውእን ዘሎ ኣጸድን ኣግማዱን ኵሉ እቲ ምስዚ ዚተሓሓዝ ኣገልግሎትን ነበረ።