ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 117
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ኵሎም ኣህዛብ ንየሆዋ ኺውድስዎ ዝቐረበ ጻውዒት

        • ኣምላኽ ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሪ ዓብዪ እዩ (2)

መዝሙር 117:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “እንዳታት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ራእ 7:9, 10
  • +ሮሜ 15:11

መዝሙር 117:2

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ድጕ 3:22
  • +መዝ 25:10፣ 91:4
  • +መዝ 100:5
  • +መዝ 111:1

ሓፈሻዊ

መዝ. 117:1ራእ 7:9, 10
መዝ. 117:1ሮሜ 15:11
መዝ. 117:2ድጕ 3:22
መዝ. 117:2መዝ 25:10፣ 91:4
መዝ. 117:2መዝ 100:5
መዝ. 117:2መዝ 111:1
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 117:1, 2

መዝሙር

117 ኵልኹም ኣህዛብ፡ ንየሆዋ ወድስዎ፣+

ኵልኹም ህዝብታት፡* ኣሞግስዎ።+

 2 ብተኣማንነት ዜርእየና ፍቕሩስ ዓብዪ እዩ፣+

ተኣማንነት+ የሆዋ ንዘለኣለም ይነብር።+

ንያህ ወድስዎ!*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ