ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 123
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ሞገስ ንምርካብ ናብ የሆዋ ምጥማት

        • ‘ከም ግዙኣት ናብ የሆዋ ንጥምት ኣለና’ (2)

        • “ንዕቀት እምብዛ በዚሑና” (3)

መዝሙር 123:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:15፣ 121:1

መዝሙር 123:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:82፣ 130:6፣ ድጕ 3:25፣ ሚክ 7:7

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    7/2018፡ ገጽ 12-13

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/9/2006፡ ገጽ 15

መዝሙር 123:3

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ነህ 4:4፣ መዝ 44:13

መዝሙር 123:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍስና እምብዛ በዚሕዋ ኣሎ።”

ሓፈሻዊ

መዝ. 123:1መዝ 25:15፣ 121:1
መዝ. 123:2መዝ 119:82፣ 130:6፣ ድጕ 3:25፣ ሚክ 7:7
መዝ. 123:3ነህ 4:4፣ መዝ 44:13
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 123:1-4

መዝሙር

መዝሙር ምድያብ።

123 ኣታ ኣብ ሰማያት ኣብ ዝፋን እትቕመጥ፡

ኣዒንተይ ናባኻ አልዕል ኣለኹ።+

 2 ከምቲ ኣዒንቲ ገላዉ ናብ ኢድ ጐይታኦም፡

ኣዒንቲ ገረድ ድማ ናብ ኢድ እመቤታ ዚጥምታ፡

ከምኡ ኸኣ ኣዒንትና፡ ንሱ ሞገሱ ኽሳዕ ዜርእየና፡

ናብ የሆዋ ኣምላኽና ይጥምታ ኣለዋ።+

 3 ንዕቀት እምብዛ በዚሑና እዩ እሞ፡+

ኦ የሆዋ፡ ሞገስ ኣርእየና፡ ሞገስ ኣርእየና።

 4 ላግጺ እቶም ብርእሶም ዚተኣማመኑን

ንዕቀት ዕቡያትን እምብዛ በዚሑና ኣሎ።*

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ