ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 48
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ኢሳይያስ—ትሕዝቶ

      • እስራኤል ተገንሐን ጸረየን (1-11)

      • የሆዋ ኣብ ልዕሊ ባቢሎን ዚወስዶ ስጕምቲ (12-16ሀ)

      • ትምህርቲ ኣምላኽ ጠቓሚ እዩ (16ለ-19)

      • “ካብ ባቢሎን ውጹ!” (20-22)

ኢሳይያስ 48:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ካብ ይሁዳ ዝወረድኩም” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 32:28
  • +ዘዳ 6:13
  • +ዘሌ 19:12፣ ጸፎ 1:4, 5

ኢሳይያስ 48:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 52:1
  • +ኤር 21:1, 2

ኢሳይያስ 48:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ቐዳማይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 42:9
  • +እያ 21:45፣ ኢሳ 55:10, 11

ኢሳይያስ 48:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 32:9፣ 2ነገ 17:13, 14፣ 2ዜና 36:15, 16፣ መዝ 78:8፣ ህዝ 3:7

ኢሳይያስ 48:6

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:10
  • +ኢሳ 42:9፣ 65:17

ኢሳይያስ 48:8

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 29:10
  • +ኤር 5:11፣ 9:2
  • +ዘዳ 9:7፣ መዝ 95:10

ኢሳይያስ 48:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ሳሙ 12:22፣ መዝ 25:11፣ 79:9፣ ኤር 14:7
  • +ነህ 9:30, 31፣ መዝ 78:38

ኢሳይያስ 48:10

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “መርሚረካ።” ወይ፡ “ሓርየካ” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ምሳ 17:3
  • +ኢሳ 1:25፣ ኤር 9:7

ኢሳይያስ 48:11

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ክብረይ ምስ ካልእ ኣይማቐልን እየ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 48:9
  • +ህዝ 20:9

ኢሳይያስ 48:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:13፣ 46:4
  • +ኢሳ 44:6፣ ራእ 1:8፣ 22:13

ኢሳይያስ 48:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +እዮ 38:4
  • +ኢሳ 40:22፣ 42:5

ኢሳይያስ 48:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:1
  • +ኢሳ 44:28
  • +ኢሳ 13:19፣ ኤር 50:13

ኢሳይያስ 48:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 41:2
  • +ኢሳ 45:5

ኢሳይያስ 48:16

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንዓይ ምስ መንፈሱ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 45:19

ኢሳይያስ 48:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 43:14፣ 44:6፣ 54:5
  • +1ነገ 8:36፣ መዝ 25:8፣ ኢሳ 54:13፣ ሚክ 4:2
  • +መዝ 32:8፣ ኢሳ 30:20, 21፣ 49:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/1998፡ ገጽ 17

    1/2/1994፡ ገጽ 12-17

ኢሳይያስ 48:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 5:29፣ መዝ 81:13, 14
  • +መዝ 119:165፣ ኢሳ 32:18፣ 66:12
  • +ኣሞ 5:23, 24

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    8/2022፡ ገጽ 30

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 8

    ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ፡ ገጽ 228-229

    ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን፡

    2/2017፡ ገጽ 2

    “ፍቕሪ ኣምላኽ፡” ገጽ 198-199

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2011፡ ገጽ 25

    15/1/2007፡ ገጽ 10

    1/2/1994፡ ገጽ 12-13

    ፍልጠት፡ ገጽ 118

ኢሳይያስ 48:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 22:15, 17፣ ኤር 33:22፣ ሆሴ 1:10

ኢሳይያስ 48:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኤር 50:8፣ ራእ 18:4
  • +ኢሳ 49:13
  • +ኤር 50:2
  • +ኤር 31:10, 11

ኢሳይያስ 48:21

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 15:24, 25፣ ዘዳ 8:14, 15፣ ኢሳ 43:19
  • +ዘጸ 17:5, 6፣ ዘሁ 20:11

ኢሳይያስ 48:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 57:20, 21

ሓፈሻዊ

ኢሳ. 48:1ዘፍ 32:28
ኢሳ. 48:1ዘዳ 6:13
ኢሳ. 48:1ዘሌ 19:12፣ ጸፎ 1:4, 5
ኢሳ. 48:2ኢሳ 52:1
ኢሳ. 48:2ኤር 21:1, 2
ኢሳ. 48:3ኢሳ 42:9
ኢሳ. 48:3እያ 21:45፣ ኢሳ 55:10, 11
ኢሳ. 48:4ዘጸ 32:9፣ 2ነገ 17:13, 14፣ 2ዜና 36:15, 16፣ መዝ 78:8፣ ህዝ 3:7
ኢሳ. 48:6ኢሳ 43:10
ኢሳ. 48:6ኢሳ 42:9፣ 65:17
ኢሳ. 48:8ኢሳ 29:10
ኢሳ. 48:8ኤር 5:11፣ 9:2
ኢሳ. 48:8ዘዳ 9:7፣ መዝ 95:10
ኢሳ. 48:91ሳሙ 12:22፣ መዝ 25:11፣ 79:9፣ ኤር 14:7
ኢሳ. 48:9ነህ 9:30, 31፣ መዝ 78:38
ኢሳ. 48:10ምሳ 17:3
ኢሳ. 48:10ኢሳ 1:25፣ ኤር 9:7
ኢሳ. 48:11ኢሳ 48:9
ኢሳ. 48:11ህዝ 20:9
ኢሳ. 48:12ኢሳ 43:13፣ 46:4
ኢሳ. 48:12ኢሳ 44:6፣ ራእ 1:8፣ 22:13
ኢሳ. 48:13እዮ 38:4
ኢሳ. 48:13ኢሳ 40:22፣ 42:5
ኢሳ. 48:14ኢሳ 45:1
ኢሳ. 48:14ኢሳ 44:28
ኢሳ. 48:14ኢሳ 13:19፣ ኤር 50:13
ኢሳ. 48:15ኢሳ 41:2
ኢሳ. 48:15ኢሳ 45:5
ኢሳ. 48:16ኢሳ 45:19
ኢሳ. 48:17ኢሳ 43:14፣ 44:6፣ 54:5
ኢሳ. 48:171ነገ 8:36፣ መዝ 25:8፣ ኢሳ 54:13፣ ሚክ 4:2
ኢሳ. 48:17መዝ 32:8፣ ኢሳ 30:20, 21፣ 49:10
ኢሳ. 48:18ዘዳ 5:29፣ መዝ 81:13, 14
ኢሳ. 48:18መዝ 119:165፣ ኢሳ 32:18፣ 66:12
ኢሳ. 48:18ኣሞ 5:23, 24
ኢሳ. 48:19ዘፍ 22:15, 17፣ ኤር 33:22፣ ሆሴ 1:10
ኢሳ. 48:20ኤር 50:8፣ ራእ 18:4
ኢሳ. 48:20ኢሳ 49:13
ኢሳ. 48:20ኤር 50:2
ኢሳ. 48:20ኤር 31:10, 11
ኢሳ. 48:21ዘጸ 15:24, 25፣ ዘዳ 8:14, 15፣ ኢሳ 43:19
ኢሳ. 48:21ዘጸ 17:5, 6፣ ዘሁ 20:11
ኢሳ. 48:22ኢሳ 57:20, 21
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ኢሳይያስ 48:1-22

ኢሳይያስ

48 ኣቱም ቤት ያእቆብ፡

ኣቱም ብስም እስራኤል እትጽውዑ፡+

ካብ ማያት ይሁዳ ኸኣ ዝወጻእኩም፡*

ኣቱም ብስም የሆዋ እትምሕሉ፡+

ብሓቅን ብጽድቅን ደኣ ኣይኰነን እምበር፡

ንኣምላኽ እስራኤል እትጽውዑ፡ እዚ ስምዑ።+

 2 በታ ቕድስቲ ኸተማስ ይጽውዑ፡+

ደገፍ እቲ ስሙ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝዀነ

ኣምላኽ እስራኤል ድማ ይደልዩ።+

 3 “እቲ ዝቐደመ፡* ጥንቲ ነጊረኩም እየ።

ካብ ኣፈይ ወጺኡ እዩ፣

ኣነ ኸኣ ኣስሚዐ።+

ብሃንደበት ገይረ፡ መጺኡ ድማ።+

 4 ነቓጽ ምዃንካ ስለ ዝፈልጥ፡

—ክሳድካስ ጅማት ሓጺን፡ ግምባርካ እውን ነሓሲ እዩ፡+—

 5 ጥንቲ ነጊረካ።

‘ጣኦተይ እዩ ነዚ ዝገበሮ፣

ጽሩብ ምስለይን ፍሱስ ምስለይን እዩ ነዚ ዝኣዘዞ’ ኸይትብልሲ፡

ቅድሚ ምምጻኡ፡ ኣስሚዐካ።

 6 ነዚ ዅሉ ሰሚዕካዮን ርኢኻዮን ኢኻ።

ብዛዕባኡስ ኣይትነግሩን ዲኹም፧+

ካብ ሕጂ ኣትሒዘ ሓድሽ ነገር፡

ዘይፈለጥካዮ እተሓለወ ምስጢራት ከስምዓካ እየ።+

 7 ሕጂ እተፈጥረ እዩ እምበር፡ ጥንቲ ኣይኰነን፣

‘እንሆ፡ እፈልጦ እየ’ ኸይትብልሲ፡

ቅድሚ ሎሚ ዘይሰማዕካዮ ነገር እዩ።

 8 ኣይሰማዕካን፡+ ኣይፈለጥካን፡

ኣእዛንካ እውን ኣብ ዝሓለፈ ኣይተኸፍታን።

ኣዚኻ ጠላም ምዃንካ፡+

ካብ እትውለድ ድማ ኣባሲ ኸም እተብሃልካ እፈልጥ እየ።+

 9 ምእንቲ ስመይ ግና ቍጥዓይ ክዓግት እየ፣+

ምእንቲ ውዳሰይ ከኣ ርእሰይ ክገትእ፡

ኣይከጥፍኣካን እውን እየ።+

10 እንሆ፡ ኣጽርየካ፣ ግናኸ፡ ከም ብሩር ኣይኰነን።+

ኣብ እቶን ጸበባ ፈቲነካ።*+

11 ምእንታይ፡ ምእንታይ ኢለ ኽገብር እየ፣+

ከመይ ኢለ እሞ እየ ንርእሰይ ይርከስ ዝሓድጎ፧+

ክብረይ ንኻልእ ኣይህብን እየ።*

12 ኣታ ያእቆብ፡ ኣታ ዝጸዋዕኩኻ እስራኤል፡ ስምዓኒ።

ኣነ ወትሩ ኣነ እየ።+ ቀዳማይ ኣነ እየ፣ ዳሕራይ እውን ኣነ እየ።+

13 ኢደይ ንምድሪ ሰሪታታ፣+

የማነይቲ ኢደይ ከኣ ንሰማያት ዘርጊሓቶ።+

ምስ ዝጽውዖም፡ ብሓደ ይቘሙ።

14 ኵላትኩም ተኣከቡ እሞ ስምዑ።

ካባታቶምሲ እዚ ዝነገረ መን እዩ፧

የሆዋ ኣፍቂርዎ እዩ።+

ኣብ ባቢሎን ደስ ዝበሎ ኺገብር እዩ፣+

ቅልጽሙ ኸኣ ኣንጻር ከለዳውያን ክትከውን እያ።+

15 ኣነ ባዕለይ ተዛሪበ፡ ኣነ እውን ጸዊዐዮ።+

ኣነ ኣምጺአዮ፡ መገዱ ድማ ኪቐንዓሉ እዩ።+

16 ናባይ ቅረቡ፡ እዚ ኸኣ ስምዑ።

ካብ መጀመርታ ብምስጢር ኣይተዛረብኩን።+

ካብቲ ዝዀነሉ ግዜ ኣትሒዘ ኣብኡ ነይረ።”

ሕጂ ድማ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ንዓይን ንመንፈሱን* ልኢኹ ኣሎ።

17 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡ እቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ ከምዚ ይብል፦+

“እቲ ዚጠቕመካ ዚምህረካ፡+

በታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ዚመርሓካ፡+

ኣነ የሆዋ ኣምላኽካ እየ።

18 ኣየ፡ ናብ ትእዛዛተይ ኣቕሊብካ እንተ ትኸውን!+

ሽዑ፡ ሰላምካ ኸም ፈለግ ምዀነ፡+

ጽድቅኻ ድማ ከም ማዕበላት ባሕሪ ምዀነ ነይሩ።+

19 ዘርእኻ ኸም ሑጻ ዝምብዛሖም፡

ውሉዳትካ ድማ ከም ድበት ምዀኑ ነይሮም።+

ስሞም ከቶ ኣይምተመንቈሰን፡ ወይ ካብ ቅድሜኻ ኣይምጠፍአን ነይሩ።”

20 ካብ ባቢሎን ውጹ!+

ካብ ከለዳውያን ህደሙ!

ብእልልታ ንገሩ! ኣውጁ!+

ክሳብ ወሰናት ምድሪ ኣፍልጡ።+

“የሆዋ ንጊልያኡ ያእቆብ ተበጅይዎ።+

21 ብዝባደመ ቦታታት ኪመርሖም ከሎ፡ ኣይጸምኡን።+

ካብ ከውሒ ማይ ኣውሓዘሎም፣

ከውሒ ሰንጢቑ ማይ ኣፈልፈለ” በሉ።+

22 “ንእኩያትሲ ሰላም የብሎምን” ይብል የሆዋ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ