ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • g01 8/7 ገጽ 1-2
  • ትሕዝቶ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ትሕዝቶ
  • ንቕሑ!—2001
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ቈልዑ ተደለይቲ ምዃኖም ክግንዘቡን ክፍቀሩን መሰል ኣለዎም
    ንቕሑ!—2001
  • ንምሸቱ ዝርከብ መፍትሒ!
    ንቕሑ!—2001
  • ትሕዝቶ
    ንቕሑ!—2001
ንቕሑ!—2001
g01 8/7 ገጽ 1-2

ትሕዝቶ

ሓምለ-መስከረም 2000

ንቘልዑ ዘጋጥሞም ሽግራት ንምሸቱ መፍትሒ ኣለዎ!

ብዙሓት ቈልዑ ዘፍቅሮምን ዝሓልየሎምን የብሎምን። ብሚልዮናት ዝቝጸሩ ኣብ ድኽነት ኢዮም ዝነብሩ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ድማ ገና ዕሸላት ከለዉ ይሞቱ። እቲ ዘድልዮም ነገራት ዝማልኣሎም ግዜ ይመጽእ ደዀን ይኸውን፧

3 መፍትሒ ንምርካብ ዝግበር ቀጻሊ ጻዕሪ

6 ቈልዑ ተደለይቲ ምዃኖም ክግንዘቡን ክፍቀሩን መሰል ኣለዎም

10 ንምሸቱ ዝርከብ መፍትሒ!

13 ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣረኣእያ

ሓዳር ነባሪ ማእሰር ድዩ ክኸውን ዘለዎ፧

15 ጳጥሞስ ደሴት ኣፖካሊፕስ

22 እቲ ውግእ ንስብከትና ደው ኣየበሎን

30 ካብ ከባቢ ዓለም

32 “እምንቶ ተሕድረልካ: እምነትካ ድማ ተደልድለልካ”

ባርዕ! ኣየናይ መጥፍኢ ሓዊ ኢኻ ኽትጥቀም ዘሎካ፧ 18

ብዛዕባ ባርዕን ብኸመይ ከም እተጥፍኦን ፍልጠት ይሃልኻ።

ወለደይ ምስ ኣወዳት ክትቋጸሪ ኣይኣኸልክን ምስ ዝብሉንኸ፧ 27

ብንእሽቶኻ ኸሎኻ ምስ ኣንጻር ጾታ ክትቋጸር ምጅማር ሓደጋ ኣለዎዶ ኢዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ