ትሕዝቶ
15 ታሕሳስ 2009
ሕታም መጽናዕቲ
ኣብዚ ሰሙናት ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ፦
1-7 ለካቲት 2010
ገጽ 11
ዚዝመር መዝሙራት፦ 45, 17
8-14 ለካቲት 2010
ገጽ 15
ዚዝመር መዝሙራት፦ 28, 14
15-21 ለካቲት 2010
ገጽ 20
ዚዝመር መዝሙራት፦ 12, 5
22-28 ለካቲት 2010
ገጽ 24
ዚዝመር መዝሙራት፦ 3, 50
ዕላማ ዓንቀጻት መጽናዕቲ
ዓንቀጻት መጽናዕቲ 1, 2 ገጽ 11-19
ሰብኣይ፡ ሰበይቲ፡ ከምኡውን መንእሰያት ይኹኑ ብዘየገድስ፡ ኵሎም ክርስትያናት ብመንፈሳዊ መዳይ እናወሰኹ ይኸዱ ኸም ዘለዉ ኼርእዩ ይኽእሉ እዮም። እዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ብኸመይ ከምኡ ኽንገብር ከም እንኽእል ኪገልጻ እየን። ብዘይካዚ፡ ኣብ ኣጸጋሚ ግዜያት ሕጉሳት ክንከውን ብዛዕባ ዘሎና ተኽእሎ እውን ክንምርምር ኢና።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 3 ገጽ 20-24
መጽሓፍ ቅዱስ፡ የሱስ እቲ መብጽዓ እተገብረሉ መሲሕ ምዃኑ መርትዖ ይህብ እዩ። የሆዋ፡ ንስሙ ኻብ ጸርፊ ናጻ ንምግባርን ንልዑላውነቱ ንኼረጋግጽን ከምኡውን ንእዙዛት ደቂ ሰብ ካብ ሓጢኣትን ሞትን ንኺብጀዎም ኢሉ ንወዱ ለኣኾ። እዚ ሓቅታት እዚ፡ ኣብ ኣገልግሎትና ዓብዪ ግደ ኣለዎ።
ዓንቀጽ መጽናዕቲ 4 ገጽ 24-28
ንየሆዋን ንየሱስን ዘላትና ፍቕሪ ኸነማዕብላ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ፍቕሪ ንዅሉ እትዕገስ ብኸመይ እያ፧ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን እያ ኽንብል እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ እዛ ኣብ ጥቕሲ ዓመት 2010 ተመርኲሳ ዝቐረበት ዓንቀጽ፡ ነዚ ሕቶታት እዚ ኽትምልሶ እያ።
ካልእ ኣብዛ ሕታም እዚኣ ዚርከብ፦
ገጽ 3
ገጽ 4
ገጽ 8
ገጽ 29
ገጽ 32