ገጽ ሰላሳን ክልተን ሰብ ሓዳር ንኺቀራረቡ እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ ገጽ 4 ርአ። ኣምላኽ ስም ኣለዎዶ፧ ገጽ 16 ርአ። ወለዲ ንደቆም፡ ጽቡቕ ስነ-ምግባራዊ ስርዓታት ንኺምህርዎም ኪጽዕሩ ኣለዎምዶ፧ ገጽ 18-20 ርአ። “ድራር ጐይታ” እንታይ እዩ፧ ገጽ 21-22 ርአ። ሰዓብቲ የሱስ፡ ሕክምናዊ ሓገዝ ኪደልዩ ግቡእ ድዩ፧ ገጽ 27 ርአ።