ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/96 ገጽ 3
  • ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ቲኦክራቲካዊ ዜና
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
km 2/96 ገጽ 3

ቲኦክራቲካዊ ዜና

ኣልባንያ:- እቶም ኣብ ነሓሰ ጸብጻብ ዝሃቡ 600 ኣስፋሕቲ መበል 28 ተኸታታሊ ዝለዓለ ቍጽሪ ኢዩ።

ኢትዮጵያ:- ሓደስቲ ጉባኤታት እተመስረታ:- ኣዲስ ኣበባ ኣፍንጮ በር: ኣዲስ ኣበባ ላምበረት: ኣዲስ ኣበባ ሰሜን: ቦዲቲ: ደብረ ታቦር።

 ኣብ ጥቅምቲ እተገብረ ናይ መጽሔት ንጥፈታት ገለ ብሉጽ ፍረ ተረኺብዎ ኢዩ። ክልተ ፓይነራት ኣብ በደሌ 58፣ ሰለስተ ኣብ ደብረ ማርቆስ 77፣ ክልተ ኣብ ሃረር 112፣ 8 ኣብ ጊምቢ 309፣ ሓደ ኣብ ጎባ 40፣ 10 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሰፈረሰላም 315፣ 20 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዋሬ 610 ከምኡውን 20 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣማኑኤል 737 መጽሔታት ዓዲሎም። እቶም ፓይነራት ኣቐዲሞም ንሰባት ከም ዘይፈርድዎም ኣብ ክንድኡ ግን ንብዙሓት ብፍላይ ድማ ነቶም ምንባብ ባህ ዘብሎም ሰባት ከም ዘበርክትሎም ገሊጾም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ