ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/10 ገጽ 3
  • 22 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 22 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 2/10 ገጽ 3

22 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

22 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 34

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 1 ሕ.ጽ. 1-9 ኸምኡውን መቕድም

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መሳፍንቲ 19-21

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 20

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ መጋቢት ዚዕደል ጽሑፍ። ንጠቓሚ ትሕዝቶ እቲ ኣብታ ወርሒ ዚዕደል ጽሑፍን ነቲ ጽሑፍ ኣብቲ ኽሊ ንኼበርክቱ ዝሓገዞም ጽቡቕ መእተዊታትን ኪገልጹ፡ ንኽልተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበረሎም። ነፍሲ ወከፎም መርኣያ ኬቕርቡ ወይ ከኣ በቲ ጽሑፍ ተጠቒሞም ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዘጀመሩ ዜርኢ መርኣያ ኸም ዜቕርቡ ግበር።

10 ደቒቕ፦ ርትዓዊ ኣገባብ ምጥቃም፡ ሰባት ንኺሰምዑኻ የተባብዕ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 251 ክሳዕ ገጽ 253 ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ “ተገዳስነት ዘለዎም ሰባት ናብ ውድብ የሆዋ ምምራሕ።” ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ኣብ ገጽ 99 ዚርከብ ንኡስ ኣርእስቲ ዘሎ ሰለስተ ሕጡብ ጽሑፍ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሰማዕቲ፡ ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ናብ ውድብ የሆዋ ብኸመይ ከም ዝመርሕዎም ሕተቶም። እቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሓሉ ዝነበረ ሰብ ናብ ውድብ የሆዋ ስለ ዝመርሖ ብዙሕ ጥቕሚ ንዝረኸበ ሓደ ኣስፋሒ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 31

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ