ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/10 ገጽ 1
  • 10 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 10 ግንቦት እትጅምር ሰሙ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 5/10 ገጽ 1

10 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

10 ግንቦት እትጅምር ሰሙ

መዝሙር 33

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv መመላእታ ጽሑፍ፡ ካብ ኣብ ገጽ 209 ዘሎ ንኡስ ኣርእስቲ ኽሳብ ኣብ ገጽ 212 ዘሎ ንኡስ ኣርእስቲ

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 4-8

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 6:1-13

ቍ. 2፦ td 25ለ በጃ—ተመዓራራዪ ዋጋ ነበረ

ቍ. 3፦ ስስዐ፡ ኣምልኾ ጣኦት ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ኤፌ. 5:5)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 25

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ነቶም ኣብ ክሊ እትረኽቦም ብግብሪ ሓግዞም። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብቲ ኻብ ገጽ 188፡ ሕጡብ ጽሑፍ 4፡ ክሳብ መወዳእታ ገጽ 189 ዚርከብ ትምህርቲ ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ካልኦት ብዝገበሩሉ ብሕታዊ ተገዳስነት ዕቤት ንዘርኣየ ኣስፋሒ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ።

10 ደቒቕ፦ ንጹህ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ንየሆዋ የኽብሮ። ብሽማግለ ዚቐርብ መደረ። የሆዋ ቕዱስ ኣምላኽ ስለ ዝዀነ፡ ህዝቡ ንኣካላዊ ንጽህና ቐዳምነት ኪህብዎ ኣለዎም። (ዘጸ. 30:17-21፣ 40:30-32) ንቦታ ኣምልኾና በብእዋኑ ነጽርዮን ንጽግኖን እንተ ዄንና፡ ንየሆዋ ኽብሪ ነምጽኣሉ ኢና። (1 ጴጥ. 2:12) ነቲ ንጽሬትን ንጽገናን ዚከታተል ሓው፡ ብዛዕባ እቲ ኣብታ ጉባኤ ዘሎ መሰናድዎ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እተገብረሉ ጽቡቕ ኣተሓሕዛ፡ ኣብቲ ማሕበረሰብ ጸቡቕ ምስክርነት ከም ዝዀነ ዚሕብር ኣብቲ ኸባቢ እተረኽበ ወይ ኣብ ጽሑፋት ዝወጸ ተመክሮታት ኣዘንቱ። ኵሎም ነቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ብንጽህና ኣብ ምሓዝ እጃሞም ኬበርክቱ ኣተባብዕ።

10 ደቒቕ፦ “እዚ ወንጌል ኪስበኽ እዩ።” ብሕቶን መልስን ዚቐርብ ምይይጥ።

መዝሙር 21

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ