ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/10 ገጽ 3
  • 24 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 24 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 5/10 ገጽ 3

24 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

24 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 7-15

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ሳሙኤል 13-15

ቍ. 1፦ 2 ሳሙኤል 13:23-33

ቍ. 2፦ td 26ለ እታ ቤተ-ክርስትያን ኣብ ጴጥሮስ ኣይተሃንጸትን

ቍ. 3፦ በዛ ዓለም እዚኣ ኸም ዘይተጠቐምና ኽንከውን ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (1 ቈረ. 7:31)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 32

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሰነ፡ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ንትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ዘሎ መጽሔታት ኣብ ውሽጢ ሓደ ወይ ክልተ ደቒቕ ግለጾ። ክልተ ወይ ሰለስተ ዓንቀጻት መሪጽካ፡ ሰማዕቲ ኣብ ኣቀራርባ ኺጥቀሙሉ ዚኽእሉ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጠቕሱ ዓድሞም። ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ንፉዕ ፈላሚ ኽትከውን ትኽእል ኢኻ።” ብሕቶን መልስን ዚቐርብ ምይይጥ።

መዝሙር 26

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ