ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/11 ገጽ 2
  • መደብ 21 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 21 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 3/11 ገጽ 2

መደብ 21 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

21 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 47⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 1-8 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 6-10 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፡ እዮብ 8:1-22 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፡ ሰብ ጽሕፍቶ የብሉን—td 43ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፡ ነቲ ኣብ ማቴዎስ 10፡16 ዚርከብ ምኽሪ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸነውዕሎ ንኽእል፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 37

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ክትምልስ ከለኻ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቐም። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 143-144 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ኣስፋሒ ኣብ ክልኹም ንዚለዓል ሕቶ ኺምልስ ከሎ ዜርኢ ኽልተ መርኣያ ኣቕርብ። ኣብቲ ቐዳማይ መርኣያ፡ ቅኑዕ መልሲ እኳ እንተ ሃበ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ግን ኣይጠቐሰን። ኣብቲ ኻልኣይ መርኣያ ግን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሙ መልሲ ይህብ። ሰማዕቲ፡ ስለምንታይ እቲ ኻልኣይ መርኣያ ኸም ዚሓይሽ ንኺገልጹ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ “ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፡ ካብ 2 ሚያዝያ ጀሚሩ ኺዕደል እዩ።” ሕቶታትን መልስታትን። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኡ ግለጾ። ክልኹም ንምሽፋን ብዛዕባ እተገብረ መሰናድዎታት ጥቐስ። መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

መዝሙር 5⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ