ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/11 ገጽ 6
  • መደብ 4 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 4 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 4 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 3/11 ገጽ 6

መደብ 4 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

4 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 15-20፡ ገጽ 23 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 16-20 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፡ እዮብ 18:1-21 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፡ እተን ናይ ፍጥረት መዓልትታት 24 ሰዓት ንውሓት ዘለወን ኣይኰናን—td 44ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፡ መስተውዓልቲ ሰበ-ስልጣን ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜመስግኑሉ ምኽንያት—ሮሜ 13:3 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 34

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ንመጽሓፍ ዓመት 2011 ብዚግባእ ተጠቐመላ። ምይይጥ። ነታ ኣብ ገጽ 3-4 እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ፡ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። ገሊኦም ኣስፋሕቲ ኻብታ ዓመት መጽሓፍ ዝረኸብዎ ዜተባብዕ ተመክሮታት ኬዘንትዉ ኣቐዲምካ ኣዳልዎም። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ዓመት ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።

15 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ