ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/11 ገጽ 4
  • መደብ 6 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 6 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 6 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 5/11 ገጽ 4

መደብ 6 ሰነ እትጅምር ሰሙን

6 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 38⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 5 ሕ.ጽ. 16-20፡ ገጽ 55 ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 34-37 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 35:1-18 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ሓጢኣት እንታይ እዩ፧—td 3ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ካብ ሉቃስ 12:13-15, 21 እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 13

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንሕቶታት ብውጽኢታዊ መገዲ ተጠቐመሉ—2ይ ክፋል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 237፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 238፡ ሕጡብ ጽሑፍ 5 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ምይይጥ። እታ ጉባኤ ኣብ ወቕቲ በዓል ዝኽሪ ተወሳኺ ንጥፈታት ብምግባራ ንኣዳ፣ እንታይ ከም እተዓመመ ድማ ብዝርዝር ግለጽ። ንሰማዕቲ ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ግንቦትን ሓገዝቲ ፈለምቲ ዀይኖም ኬገልግሉ ኸለዉ ንዝረኸብዎ ተመክሮ ኺዛረቡ ዓድሞም።

መዝሙር 52⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ