ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 6/11 ገጽ 2
  • መደበ 20 ሰነ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደበ 20 ሰነ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ሰነ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 6/11 ገጽ 2

መደበ 20 ሰነ እትጅምር ሰሙን

20 ሰነ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 18⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 6 ሕ.ጽ. 10-18 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 45-51 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ መዝሙር 48:1–49:9 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ td 3ሐ እታ እተኸልከለት ፍረ ዘይምእዛዝ ደኣ እምበር፡ ጾታዊ ርክብ ኣይኰነትን(5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ህይወት ውህበት ካብ ኰነት፡ ንምድሓንና ኽንፍጽም ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧—ሮሜ 6:23፣ ፊል. 2:12 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 41

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ሓምለ ዚዕደል ጽሑፍ። ምይይጥ። ንትሕዝቶ እቲ ኣብ ሓምለ ዚዕደል ጽሑፍ ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጾ፣ ሓደ ወይ ክልተ ኣቀራርባ ድማ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ካብ ኣፍ ቈልዑ። (ማቴ. 21:15, 16) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2011 (እንግሊዝኛ)፡ ኣብ ገጽ 53፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኸምኡውን ኣብ ገጽ 58፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንነፍሲ ወከፍ ተመክሮ ምስ ተመያየጥኩምሉ፡ ሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ “ውጽኢታዊ ምስክርነት መገዲ።” ሓላው ኣገልግሎት ዜቕርቦ ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ትምህርቲ ምስ ከባቢኹም ብዚሰማማዕ መገዲ ኣቕርቦ። ነቲ ኣብቲ ዓንቀጽ እተጠቕሰ ነጥብታት ተጠቂምካ፡ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 50⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ