መደብ 5 መስከረም እትጅምር ሰሙን
5 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 28ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cf ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 1-10 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ መዝሙር 119 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ መዝሙር 119:49-72 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ቅዱሳት ጽሑፋት ንየሆዋ ኽንፈርሆ ዜተባብዓና ስለምንታይ እዩ፧—ዘዳ. 5:29 (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ መስቀል ኪምለኽ የብሉን—td 6ለ (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ ምይይጥ። ግብሪ ሃዋርያት 5:17-42 ኣንብብ። እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ኣብ ኣገልግሎትና ብኸመይ ኪሕግዘና ኸም ዚኽእል ግለጽ።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ብስድራ ቤት ኴንኩም ንኣገልግሎት ተዳለዉ። ቃለ መጠይቓትን መርኣያን። ንምርዑዋት ሰብ ሓዳርን ቈልዑ ንዘለውዎም ስድራ ቤትን ቃለ መጠይቕ ግበረሎም፣ ነታ ኣምልኾ ስድራ ቤት ዚገብሩላ ምሸት ንኣገልግሎት ንምድላው ብኸመይ ከም ዚጥቀሙላ ይግለጹ። ድሕሪኡ፡ ሓደ ኻብቶም ርእሲ ስድራ ቤት ምስ ስድራኡ ዀይኑ፡ ብኸመይ ከምኡ ኸም ዚገብር ዜርኢ ሓጺር መርኣያ ኣቕርብ።
መዝሙር 41ን ጸሎትን