ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/12 ገጽ 2
  • መደብ 20 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 20 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 20 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 2/12 ገጽ 2

መደብ 20 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

20 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 18 ሕ.ጽ. 1-9 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 58-62 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 61:1-11 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ርእስኻ ምውፋይ መግለጺ ፍቕርን እምነትን ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ—td 15ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 36

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ መጋቢት ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፣ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ንመሃር፧ ምይይጥ። መዝሙር 63:3-8 ከምኡውን ማርቆስ 1:32-39 ኣንብብ። እዘን ጥቕስታት እዚኣተን፡ ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኪሕግዛና ኸም ዚኽእላ ግለጽ።

15 ደቒቕ፦ “ንበዓል ዝኽሪ ንምፍላጥ ዚግበር ወፈራ፡ 17 መጋቢት ኪጅምር እዩ።” ሕቶታትን መልስታትን። መዕደሚ ወረቐት እንተ ደኣ ኣልዩ፡ ንዅሎም ተኣከብቲ ሃቦም፣ ንትሕዝቶኡ ድማ ተመያየጡሉ። ንሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ እታ መዕደሚ ወረቐት ብኸመይ ክትብርከት ከም እትኽእል ዜርኢ ሓጺር መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር። ንሕጡብ ጽሑፍ 3 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ክሊ እታ ጉባኤ ብኸመይ ከም ዚሽፈን ሓሳብ ምእንቲ ኺህብ ንሓላዊ ኣገልግሎት ዓድሞ።

መዝሙር 8⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ